|
Jan-Mar 09 |
Apr-Jun 09 |
Jul-Sept 09 |
Oct-Dec 09 |
Jan-May 10 |
Jun-Dec 10 |
Jan-May 11 |
Jun-Dec 11 |
Jan-May 12 |
Jun-Dec 12 |
[dehai-news] ማዕበላዊ መገሻ -- Book review March 23, 4:00 PM, at ECCC 600 L Street NW, DC
ማዕበላዊ
መገሻ
ማዕበላዊ
መገሻ፡ ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተመርኮሰት ልቢ-ወለድ ብእንጂነር የዕብዮ ዮውሃንስ መስፉን፡ ተዳልያትልኩም ኣላ።
ማዕበላዊ
መገሻ፡ ዛንታ ስደተኛ ኤርትራዊ በፍላይ ኣብ ዋሺንግቶንን ከባቢኣን ዝርከብ እያ። ካብ ዋሺንግቶን ክሳብ ኣስመራ ናብርኡ ተንጸባርቕን፡
መዘናጊዒትን መሃሪትን ልቢ-ወለድ እያ።
ንቐዳም፡
መጋቢት (March) 23 ካብ ስዓት ኣርባዕተ ናይ ምሸት (4:00 PM) book review ኣብ ቤት-ጽሕፈት ዋሺንግቶን ዲሲ
(600 L Street NW) ብኽብረት ትዕደሙ።
ካብ
መጋቢት (March) 23 ጀሚሩ ኣብ ቤት-ጽሕፈት፡ ኣብ ኣውሮራ፡ ኣዜብ እንጀራን ካልኦት ትካላትን ኬድኩም ክትዕድጉዋ ትኽእሉ ኢኹም።
Received on Fri Mar 08 2013 - 14:50:14 EST
Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved