[dehai-news] Traditional New Year Song
የሐንሰይ ቁዱሰይ ንዘልዓለም ንጉሰይ
የሐንሰይ'ዶ አቶ አብሪህዋ ንባይቶ
የሐንሰይ ቁዱሰይ ኣድሓንካያ ንነብሰይ።
ኣብራህማይ'ዶ አቶ አብሪሁዋ ንባይቶ
ዑፍ ኣዳኖይ ክርኢ ዑፈይ በሪራ አቶት (ኣተወት)
ዑፍ መስቀል መሲላ ዑፍ መስቀል ኣምሲላና
ዕንባባ ቀላቅላት ዝመስላ ኣዋልደ
ኣደይ ኣብርሃለይ ክወርድ ማየ
ይብራህኪ ጓለይ ረድዮ ማየ።
እምኒ ዘይብሉ ዝአረኽዎ
ክርዳድ ዘይብሉ ዝመመኽዎ
አደይ አብርሃለይ ክወርድ ማየ
ይብራህኪ ጓለይ ረድዮ ማየ።
Submitted by Haile Bokure
Received on Wed Sep 11 2013 - 09:20:36 EDT
Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved