[dehai-news] “መወልትን ተመወልትን ብሓባር ናብ ዕብዳን የምርሑ ኣለዉ”ንሕና ብፍቅዲ ትሽዓተ ግን ብሓድነት ወትሩ ሓደ ኢና...

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 21 Oct 2013 01:39:15 +0100

ኣብዛ እንነብረላ ዓለም ንዘበናት ብገበትን ጨቆንትን ሓያላን ዓለምና ንመዋእሉ ብግፍዕን መከራን እናተሳቀየ ንክነብር
ዝተፈርደ ኣብ ልዕሊኡን ልዕሊ ሃገሩን መዳርግቲ ኣልቦ በደላት ዝወረዶ ህዝቢ እንተሃልዩ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ
ምተሰርዐ ነይሩ ። እዚ ንስለ ዘረባ ዘይኮነ ብልክዕ ኣብ ልዕሌና ዝተፈጸመ በደል መሬት ወረቀት እንተትከውን ባሕሪ`ውን
ቀለም እንተዝቅየር ኣብ ልዕሌና ንዝተፈጸመ በደላት ንክስነድ መሬትን ባሕርን ኣይምኣኸሉን ነይሮም ። ክንድዚ ዝኣክል
በሰልኡ ዘይሃሰሰ ኣበሳ ክፋእ ኣብ ልዕሌና እናሃለወ እንኮሎ ኣብዚ እዋን ነቲ ካብ ማንም ኣህዛብ ናይዛ ዓለምና ዝያዳ
ጽምኢ ሰላምን ፍቅርን ዘለዎ ህዝብና ኣብ መንጐኡ ፍልልያት እናእተካ ናብቲ ዘላደየናን ዘረብረበናን ኹናት ሓድሕድ ክሸሙና
ህርዲግ ይብሉ ኣለዉ ፡ እዞም ሎሚ ብጉልባብ ሃይማኖታውን ኣውራጃውን ቀቢላውን ስምዒታት ኣመካንዮም ንሃገርና ኣብ ዋጋ
ዕዳጋ ከውርዱዋ ህርዲግ ዝብሉ ዘለዉ ዕሱባት ፡ ንማንም ሃይማኖት ይኩን ኣውራጃ ቀቢላ ክውክሉ ኣይክእሉን እዮም
ብቅዓት`ውን የብሎምን ...fore more.....click link http://adalvoice.wordpress.com/




1359125178818042.gif
(image/gif attachment: 1359125178818042.gif)

Received on Sun Oct 20 2013 - 21:49:32 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved