ኩሉ ነገራት ኣብ ግንዛበ-3ይ ክፋል

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sat, 19 Apr 2014 21:38:13 +0200

መድረኽ

ሕታም 3 ቁ 10፣ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlbi

ኩሉ ነገራት ኣብ ግንዛበ All Things Considered

 

ሳልሳይ ክፋል

ምንጪ ስነ-ጽሑፍ፣

http://www.meskerem.net/Medrek10P3%20.pdf

፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠.

ሓደ ውጡን ስራሕ ወይ ዕላማ ፡ ክዕወት ወይ ክፈሽል እንተ ደኣ ኮይኑ ፡ ከመይነት ኣጀማምራኡ ወሳኒ ግደ ኣልዎ። ግር መታን ከይብለኩም ድማኒ ፡ ናይ ሎሚ ትንተና ፡ ኣብ ናይ ኤርትራ ዲሞክራሲያዊ ኪዳንን መሰልቱን ፡ ዝሓልፍዎ ዝነበሩ ኣሰከፍቲ ኣሰራት ዘድሃበ ኮይኑ ፡ ተመሳሰልነቱ ምስ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ጀብሃ) እውን ፡ ቁሩብ ሸፈፍ ኢሉዎ ክሓልፍ እዩ። እቲ ዘላቒ ቁምነገር ናይዚ ትንተና ከኣ ምስቲ ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ክፋላት ፡ ዝተሓበረ ከርሲ ቴማ - ኣብ ዛዕባ ስንኩል መርሃ ራእይን ስልትን ከስዕቦ ዝኽእል ጠንቅታት ፍልልይ ፡ ምስ ተውቛመተ ወይ ምስ ረኣየ ፡ ኣብቲ ናይ መጨረስታ ክፋል ምርብራብ ቁምነገራት ግን ፡ ንመተዓረቒ ዝኸውን ክልሰ ሓሳብ ፡ እግዝሄር እንተተሓዊስዎ ፡ብምቕራብ ክድምደም እዩ። ንኺድ!!!.................................................................

፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠.

ንምሉእ ትሕዝቶ ሕጥበተ- ጽሑፍ ኣብ ስቱር ገጽ (ፕዲኤፍ) ብሰፊሑ ኣንብብ። ሰናይ ንባብ!




Received on Sat Apr 19 2014 - 15:39:58 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved