Tesfanews.net: ነቲ ናይ መጀመርታ መወዳእታ፡ ካልኣይ ትንሳኤ ባቢሎን ኣብ ኤርትራ (1ይ ክፋል)

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sat Dec 13 07:02:39 2014


 <http://www.tesfanews.net/the-coming-back-of-babilon-i/> ነቲ ናይ መጀመርታ መወዳእታ፡ ካልኣይ ትንሳኤ ባቢሎን ኣብ ኤርትራ (1ይ ክፋል)


13 December 2014.

ኪዳነ ክፍሉ መን’ዩ? መንከ ቐተሎ? መቕተልቱ ኣብ ምፍንጫል ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተራ ኔሩዎ ዶ ኔሩ?

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት ፡

ሰላም ከመይ ቀኒኹም:: ንነዊሕ እዋን ጽሑፋትና ኣቛሪጽና ጸኒሕና ኢና: ዝበሃል ሲኢና ዘይኮነ: ዝደራረብ ዘሎ ዝተሓላለኸ ጉዕዞ ዳህሳስ ከባቢናን: ውሽጢ ልብናን ምፍታሽ ስለ ዝደለና ኢዩ::

እቶም ክስተታት ብዙሓት ኢዮም:: ነትን ከይመለስካ: ናብትን ከይሓተትካ: በዚን ከይፈተሽካ ማዓልቦ ንምብጻሕ ዘድልዮም ውስጠ ዘታት: እልቢ! እልብታት!!! ኮይኖም ናብ ዝዝፍዘፍሉ ዘለዉ ዘመን: ኪኖ ጽን ኢልካ ምስትውዓል: ገጥ ኢልካ ትሓልፎም ጥራይ ዘይኮነ: ምጥርጣር ልብታትና ኣዋዲድና: ንጠርጠራና ናብ ጭቡጥ ሓቂ ንምምጻእ: ብድሆ ንብለሉ ህሞት ኢዩ እዚ ህሞት እዚ::………………………..

ንምሉእ ትሕዝቶ‘ዚ ጽሑፍ ኣብ‘ዚ ታሕቲ ዘሎ ስቱር ሰንሰለታዊ ሕጥበ-ጽሑፍ [PDF] ጠዊቕኩም ኣምብብዎ ኢኹም።

ብርሃነ ሃብተማርያም


??? ??? ??'?? ??? ???? ????? ?? ????? ???? ???? ???? ?? ??? ? ???

 






image003.jpg
(image/jpeg attachment: image003.jpg)

Received on Sat Dec 13 2014 - 07:02:39 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved