1 “ናይ ቀደም ቅዋም ነይሩ፡ ሞይቱ፡ ተንሲኡ ክብለካ ኣይደልን እየ ሕጂ ጎናዊ ናይ ቈይቊ መኣዲ ምፍጣር ትርጉም የብሉን”2
“ናይ ፖለቲካ ገስጋስ ጉዕዞና ሓንሳብ ብማዕበል ሓንሳብ ብሓጹራት እናተዓንቀፈ ስለ ዝኸደ እቲ ሰነድ ከይተኣወጀ ሞይቱ
እዩ”3 “ኣብ ዝሓለፈ 15 ዓመታት ኣብ ኣካይዳናን ፖለቲካዊ ብስለትናን ኣማዕቢልናን ብዙሕ ነገር ተማሂርናን ኢና “4
“እዚ ሓድሽ ምንዳፍ ቅዋም ተኣዊጁን ኣይተኣወጀን ካልእ ኣርእስቲ እዩ፣ ምኽንያቱ እቲ ዋና ነገር እቲ ስራሕ እዩ”5
“ቕድሚ 15 ዓመታት ዝነበረና ንቕሓትን ሽዑ ዝነበረና ሃንቀውታን በበይኑ እዩ ምስ ናይ ሕጂ”............ንምሉእ
ንባብ - ኣብዚ Links ጠዉቑ <goog_1284441479>
https://adalvoice.wordpress.com/
Received on Sat Jan 03 2015 - 10:55:45 EST