ኤርትራዊ ኮሙኒቲ ሳውዝ ዮርክሸር( ሸፊልድ) ኣብ ዓባይ ብርጣንያ ብምኽኒያት ሞት ሓርበኛ ስውእ ሜ/ጀነራል ገ/እዝግሀር
ገ/ማሪያም (ውጩ) ኣመልኪቱ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ሜ/ጀነራል ገ/እዝግሀር ገ/ማሪያም ዕድመ ንእስነቱ ምእንቲ ኤርትራን
ህዝባን ዝወፈየ ስጋብ ዕለተ መስዋእቱ ብልዑል ሃገራዊ ፍቅሪ ብህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዝተነብረሉ ሓላፍነት ኣብ
ምዕራፉ ንምብጻሕ ብወለዶታት እና ትዘከረ ዝነብር ታሪኻዊ ሓድጊ ከም ዝዛዘመ ብምምልካት ኤሪትረኣዊ ኮሙኒቲ ሳውዝ
ዮርክሸር ጅግንነቱን ኣብነታዊ ዕማማቱን ብምውራስ ንዝነበሮ ኩሉ ራኢታት ኣብ ምዕራፉ ንምብጻሕ ኣበርቲዑ ክሰርሕ ሙኻኑ
ብምጥቃስ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ከምእውን ንፍቑራት በዓልቲ ቤቱን ደቁን ጽንዓት ይሃብኩም ይብል።
( Fore More Click ) www.adalvoice.org.uk
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!ሓርበኛ ኣይነብርን'ዮ ታሪኹ'ዮ ዝውረስ!!
[image: Inline image 1]
Received on Mon Mar 10 2014 - 06:20:02 EDT