<
http://www.tesfanews.net/a-response-to-a-certain-pro-wedi-vacaro-stooge/> መን ወዓሊ ኢሉኪ? መውዓሊት! ወዲ ቫካሮ ዘይበሎ: ዝተባህለ እንታይ ኣሎ?
Posted on 14 March 2014.
” ወዲ ቫካሮ ብዕለት 01 ወርሒ 03 ኣብ ሆላንድ ዝገበሮ መደረ ብድምጺ ዝተቐድሐ ሰነድ ኣሎና። “ - ዮሴፍ ሃይለ ገብረመድህን (ዓይኒ ዑንቂ)
ብ ዮሴፍ ሃይለ ገብረመድህን (ዓይኒ ዑንቂ)፣
ሎሚ ንምላሽ ናይ ኣሌክሳንደር ክህብ ኢለ ጥራይ ኣይኮንኩን ብርዐይ ኣቕኒዐ ዘለኹ። እንታይ ድኣ: “መን ወዓሊ ኢሉኪ? መውዓሊት!”፡ ይብሉ ኣቦታትና ክምስሉ፡ ወዲ ቫካሮ: ብጀካ እቲ ኣብ’ታ ኣነ ዝቕመጠላ ሆላንድ ዝሃቦ ሰሚናር ጥራይ ዘይኮነ:
መዛዘሚ ዑደቱ ተባሂሉ ‘ውን: ኣብ ራድዮ ኣሰና: ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ምስ’ቲ ኣብ ሆላንድ ከተማ ሮተርዳም ዝሃቦ ሰሚናርን: ኣሌክሳንደር ዝበሃል ካብ ኣምስተርዳም ኣብ Face-book ነቲ ኣነ ዘቕረብክዎ ሪፖርታጅ ኣመልኪቱ ሓሶት ኢዩ: ዘይነበረ ኢዩ ገሊጹ ዘሎ ኢሉ ዝሃቦ መግለጽን ‘ውን፡ ንዘቕረብክዎ ሪፖርታጅ ሓቅነተይ ብዝምልከት: ክብደሃኒ ኣብ መስመር ይጽበዮ ከም ዘለኹ ክገልጸሉ እንከለኹ: ብድምጺ ዝተቐድሐ ኣሎ ጥራይ ዘይኮነ፡ ባዕሉ ወዲ ቫካሮ ንገለ ክፋል ናይ’ቲ ዝተዛረቦ: ኣብ ራድዮ ኣሰና ‘ውን: ብኻልእ መልክዕ ገሊጽዎ ወይ ደጊምዎ ስለ ዘሎ: ናብ ዝርዝራተይ ክኣቱ ነበብቲ ፍቐዱለይ፦
፠ኣብ ጥብቆ ብምልኡ ኣንብብ።
<
http://www.tesfanews.net/the-seminar-in-rotterdam-by-wedi-vacaro/tewelde_vakaro/> ?? ???? ?????? ????? ???? ??? ?? ??? ????!
ወዲ ቫካሮ፡ ዘይበልካዮ ዝተባህለ እንታይ ኣሎ? ናብ ልብካ ተመለስ!
Received on Thu Mar 13 2014 - 19:40:45 EDT