*ዘሔጉስ ዜና*
*ንኹለን ኤሪትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ተቐመጥቲ ሺካጎን ከባቢኣን፡ *
*ንዕለት መጋቢት 23, 2014፡ ኣደ ወንበር ሃ.ማ.ደ.ኤ. ወ/ሮ ልዑል ገብርኣብን፣ ኣደ ወንበር ሃ.ማ.ደ.ኤ. ጨንፈር
ሰሜን ኣመሪካ ወ/ ሮ ሳምራዊት ምኪኤልን፡ ብዛዕባ ህልው ኩነታትን፣ምዕባሌ ቃልሲ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ስፍሕ ዝበለ
ሰሚናር ከካይዳልና ስለ ዝኾና፡ ኩልኽን ኤሪትራውያን ኣብዚ ሰሚናር ክትካፈላ ብኽብሪ ንዕድም፡፡*
*ቦታ፡ White Eagle Banquets*
* 6839 N. Milwaukee Avenue*
* Niles, IL. 60714*
*ጊዜ፡ 1፡00 PM – 5:00PM (ሓደራ ኣብ ሰዓቱ ተረኸባ)*
*ኣካየድቲ ሃ.ማ.ደ.ኤ. ጨንፈር ሺካጎ*
*ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ*
Received on Mon Mar 17 2014 - 11:32:07 EDT