ኩሉ ነገራት አብ ግንዛቤ-ቀዳማይን ክልአይን ክፋላት

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sat, 22 Mar 2014 01:07:26 +0100

ሰላማት ክቡራት ኣባላት ደሃይ መርበብ ሓበሬታን ተኸታተልቱን።

22/03/2014

http://www.meskerem.net/Medrek10P2.pdf

 

እዚኣ ናይ ጽሑፍ ጥብቆ ኣብዚ ክመሓላልፋ ዘገደሰኒ ምኽንያት ነቲ ኣብ ደገ * ወጻኢ ሃገራት* ኮይነን ብሽም „ተቓውሞን ውድባትን“ እቲ ግደ ሓቂ ግን ናይ መምጨዊ ገንዘብን በለጽን ድኳናት ተኺለን ብስም ሕዝቢ ኤርትራ ዝሽቅጣ ኣብ ትሕቲ እቲ ደመኛ ጸላኢ ሕዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ከዳሚ ስርዓት ኢትዮጵያ ተዓሲበንን ብናተን ወለንታ ባሮትን ኣገልገልትን ወያኔ ኮይነን ኣንጻር መንፈስን መትከልን ሕዝቢን ሃገርን ኤርትራ ፖሎቲካዊ ዕብዳንን ሽርሙጥናን ተለኽ አናበላ ከካይዳ ዝፍትና ዘሎዋ [ኺዳን ዝመራሒተን እኽብካብ ናይ ሉቕምጽናን ምድንጋርን ዕቁባት] ብፍላይ ገለ ናይ ዘመንና ኣምጽኦ ወድዓዊ ኩነታትን ብሓፈሻ እትትንክፍ ኢለ ስለ ዝተገንዘብኩ እየ።

  

ሰናይ ንባብ።

ብርሃነመስቀል ሃብተማርያም




Received on Fri Mar 21 2014 - 20:13:30 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved