Tigrigna.Voanews.com. መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሃገሩ ንዝሰግሩ ኤርትራውያን ዘይሕጋዊ ካምፕታት እናሰርሐ ካብ ዓለም ገንዘብ ይበልዓሎም ኣሎ - ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Fri Nov 21 10:58:29 2014


መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሃገሩ ንዝሰግሩ ኤርትራውያን ዘይሕጋዊ ካምፕታት እናሰርሐ ካብ ዓለም ገንዘብ ይበልዓሎም ኣሎ - ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም


21.11.2014 18:06

ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኤርትራ ግርማ ኣስመሮም፡ ካብ ሰላም ዘላ ሃገር መጺኦም ብኢትዮጵያ ክሓልፉ ንዝደልዩ ኤርትራውያን፡ ኣብ ካምፕታት ኣእቲኻ፡ ስደተኛታት`ዮም ኢልካ ካብ ኣህጉራዊ ጉዳይ ስደተኛታት ገንዘብ ምድላብ ኣምር ዝሰሓተ`ዩ ኢሉ።

ኣተሓሒዙ UNHCR ኣብ ክንዲ ተሓባባሪ ምዃን ፡ነቲ ዝግበር ምድንጋር ክምርመሮ ይግባእ ኢሉ።

ናብ ኤርትራ`ውን ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን ይኣትዉ ኢዮም፡ እንተኾነ ናብ ዝደለይዎ ክሓልፉ ናጽነት ስለእንህብ፡ ካምፕታት ኣስሪሕና ገንዘብ ኣይንሽቅጠሎምን ኢና ኢሉ ኣምባሳደር ግርማ።

ንምሉእ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

http://tigrigna.voanews.com/audio/2529188.html

Ambassador Girma AsmeromAmbassador Girma Asmerom

 

 




image003.jpg
(image/jpeg attachment: image003.jpg)

Received on Fri Nov 21 2014 - 10:58:29 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved