Tigrigna.Voanews.com: ኣብ ኤርትራ ዝምስገን ምህርቲ ቀውዒ ይኣቱ`ሎ-ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Mon Nov 24 17:33:30 2014


ኣብ ኤርትራ ዝምስገን ምህርቲ ቀውዒ ይኣቱ`ሎ-ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ


ኣብ`ዚ ወርሒ ሓዳር ዝወቅዕ ዘሎ ዝናብ `ጸያቒ ማዕጺድ` ግን ገለ ስኽፍታ ምፍጣሩ ኣይተረፈን

24.11.2014 22:56

ኣመሓዳሪ ደቡብ ኣቶ ኤፍረም ገብረክርስቶስ፡ እቲ ዝበዝሕ እኽሊ ስለዝተኣከበን ስለዝእተወን `ጸያቒ ማዕጺድ` ኣየስግኦን`ዩ ይብል። እቲ ጻዕዳ እኽሊ`ዩ ዘይተእከበ ዘሎ፡ ኣብ`ቲ ጻዕዳ እኽሊ ዝዝረኣሉ ቦታታት ማይ ኣይሃረመን ኢሉ።

ዲጋታት፡ ብርግጽ`ዶ ብግቡእ ህዝቢ ይትቀመለን ኣሎ ንዝብል ሕቶ፡ ብነጠብጣባዊ ስርዓት ጌርካ ህዝቢ ከምዝጥቀመሉ ምግባር ዝስርሓሉ ዘሎ ጉዳይ`ዩ፡ ምንጪ ጸዓት ድማ ካብ ሶላር ምጥቃም ዝብል ይስርሓሉ`ሎ ኢሉ ኣቶ ኤፍረም።

ቀዳማይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

http://tigrigna.voanews.com/audio/2515163.html

ካልኣይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

http://tigrigna.voanews.com/audio/2532757.html

Brkito Dam-2Brkito Dam-2

 




image002.jpg
(image/jpeg attachment: image002.jpg)

Received on Mon Nov 24 2014 - 17:33:30 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved