ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ንምብታኑ ንጎቦ እምባሶራ ብፊትሊ ምድያቡ ይቀልል”ህዝቢ ኤርትራ ጸባ ሓንቲ ላም ፍረ ሓንቲ ግራት ኢዩ” ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን…

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 25 Nov 2014 15:21:29 +0000

ጽባሕ እንተዘይትህሉ ሎሚ ትርጉም ኣይምሃለዋን ።ንሕና ኤርትራውያን ምስ ሓያል መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን
ፍትሕን ከም ማይን ጸባን ሓቢርና ፡ ንጽባሕ ኣሚንና ኢና ንሎሚ እንሰርሕ ። ንዓና ንኤርትራውያን ዘይከም ካልኦት ሃገራት
፡ ጽባሕ ተስፋ ጥራሕ ኣይኮነትን እትጭበጥ ነገር`ውን ኢያ ። ሎምን ጽባሕን ተሓናገርቲ ኢየን ። ስም እናቀያየራ ይቅጽላ
። እታ ትማሊ “ ጽባሕ “ ዝነበረት ሎሚ “ ትማሊ “ ተባሂላ ትዕዘር ፡ ኣይትምለስን ከኣ ነቶም ዕኑዳትን ዕሱባትን
ዕድመ ወሲዳትሎም ትኸይድ ....ንምሉእ ንባብ - ኣብዚ Links ጠዉቑ
https://adalvoice.wordpress.com/ <https://adalvoice.wordpress.com/>





Rq1ygOHSS024.jpg
(image/jpeg attachment: Rq1ygOHSS024.jpg)

Received on Tue Nov 25 2014 - 10:21:31 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved