ካቲተን ኪንደ ዳምጠው ምስ ኢሳት ተከቢጅን ዝገበሮ ቃለ-መሕትት
መስከረም 12, 2015
ኣብ'ዚ ታሕቲ ዘሎ መራኸቢ ሕጡብ ጠዊቕኩም ክትሰምዕዎ ትኽእሉ ኢኹም።
- ናይ መንግስቲ ደርጋዊ ኢትዮጵያ ኣየር ሓይሊ ነበር
- ድሕሪ ምፍራስ ደርጊ ኣብ ትሕቲ ወያነ ኮይኑ ከም መምህር ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኮይኑ ከም ዝሰርሔ
- ብዓሌታዊ መንግስቲ ወያኔ ብውርደትን ብዘይ ምኽንያትን ካብ ስርሑ ክም ዝተባረረን
- ብኤርትራዊ ኣየር ሓይሊ ኣዛዚ ናይ ስራሕ ዕድል ከም ዝተዋህቦን ናብ ኤርትራ መጺኡ ክሰርሕ ከም ዝኽእል ብኽብሪ ከም ዝዓደሞን
- ካብ ኤርትራ ዕድመ ምስ መጾ፣ ድሕሪ ሽዱሽተ ወርሒ ስርሑ ንምጅማር ናብ ኤርትራ ከይዱ ኤርትራውያን ብኽብሪ ከም ዝተቐበልዎን፣ ወያነ ካብ ዝህቦ ዝነብረ ደሞዝ ብ ኣርባኦተ ዕጽፊ ከም ዝኸፈልዎን
- ኣብ 1988-2000 ውግእ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ኤርትራ ከም ዝነበረን
- ናይ ወያነ ኣየር ሓይሊ ኣብ መቐለ ብኤርትራዊ ኣየር ሓይሊ ሓላፊ ብተልመዴን ነፋሪት ከም ዝተደምሰሰን ኣባላት ኣየር ሓይሊ ኢትዮጵያ ቁሱላትን ገለ ምዉታትን ኮይኖም እቲ ኣየር ሓይሊ ኢትዮጵያ ከም ዝለመሰን ከም ሳዕቤኑ ወያነ ምስ ኤርትራ ብኣየር ደብዳብ ከም ዘቛርጽ ውዕል ክኣቱ ከም ዝተገደደን
- ኤርትራ ኣብ'ቲ ጊዜ ውግእ ኮነ ሕጂውን እንተኾነ ከም ባዕዲ ሃገር ዘይኮነስ ከም ሃገሩ ከም ዝርእያ *ኣብ ኤርትራ ከምዘይተጋየሸን ስኽፍታ ከም ዘይነበሮን* ወዘተረፈ
ብርሃነ ሃብተማርያም