መድረኽ ሕታም ቁ 26፡ ..ሽፍትነት ብተስፋልደት ባህልቢ

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam59_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Fri, 9 Dec 2016 19:16:43 +0100
ሕታም 26
Editor Tesfadet Bahlibi 12/7/2016
ቆላሕታ መድረኽ ኣብ ሽፍትነት
ሓንቲ ብተይ ህጻን፡ ሕድሪ ሓርበኛ ዓዋተ ዝተ መሓላለፋ፡ ምስ ሓደ ብተይ ሓዋ ኮይኖም፡ ክሰራሰሩ እንከለዉ ንመልከት:: ደስ ይበሎ ዓዋተ።      Awate ነዚ ዝጠበበ፡ ሓርበኛ ዮናስ (ማይናስ) ድማ፡ ምስጋናይ ደረት የብሉን። 

..ሽፍትነት


https://4.bp.blogspot.com/-GKSieHD7qss/VsT23YUWiHI/AAAAAAAAPns/ElaJGeslBrc/s1600/Page-7-Image-11.jpg እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ከምቲ ብቐዳማይ ዝሓበርክዎ፡ ሓንቲ ካብተን ንናይ ባዕለይ መዘክር፡ ክትኾነኒ ኢለ ጥራይ፡ ዝወጠንክዋ እያ ነይራ። ዳርጋ ጨርቀይ ክድርቢ / throw in my towel / ይቀራረብ ከም ዝነበርኩ ዘቕለቡለይ ግዲ ኮይኖም፡ ካብ ሓደ ክልተ ነበብተይ ዝተ መገብኩዎ ሓበሬታ ከም ዝእምቶ፡ ብቐጻሊ ንኽጽሕፍ ይጽበዩኒ ከም ዘለዉ እዩ። ሓልዮታዊ ብምንባሩ ስለ ዝተሰቆረኒ እየ ድማ፡ ነዛ ሽፍትነት እትብል ቴማ፡ ክተዃትዃ ዝደፍር ዘሎኹ .......................
 
ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ ሕጥበ-ጽሑፍ ጠዊቕኩም ኣምብብዎ ኢኻትኩም።
ብርሃነ
 

Received on Fri Dec 09 2016 - 13:16:43 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved