ሰላም ሰብ ደሃይ
ርሑስ ሓድሽ ዓመት
እዛ ዝልእከልኩም ዘለኹ ናብ መስከረም ኣቀዲመ ልኢኸያ ነይረ። ከምዝተሓበርክዎን ከምዘረጋገጽክዎን፡ ኣይተሓትመትን። ጸገም
ኣለዋ፥- if you click on the link it gives an error message. ንመስከረም ሓቢረዮም
እንተኾነ ብዘይተረዳእኒ ምኽንያት ኣቲ ጸገም ኣይፈትሕዎን። እሞ እዛ ዝልእካ ዘለኹ ከተውጽእዋ ዝከኣል እንተኾይኑ ጽቡቕ።
ዓውት ንሓፋሽ
Received on Tue Jan 10 2017 - 05:57:30 EST