FWD: ስነ ስርዓት ቀብሪ ነፍስሔር ኤፍረም ጸጋዝኣብ

From: Dehai <dehaihager_at_dehai.org_at_dehai.org>
Date: Wed, 1 Feb 2017 06:24:45 -0500

Ephrem Tsegu


ስነ ስርዓት ቀብሪ ነፍስሔር ኤፍረም ጸጋዝኣብ

ኣዚና እነፍቅሮ ሓውና ኤፍረም ጸጋዘኣብ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽንሑ ጥሪ 30,
2017(01/30/2017) ብሞት ተፈልዩና።

ሓዘን ዝካየደሉ ቦታ ኣብ፡ ገዛ ማለት፡
7758 Lemoyne Ln
Springfield, VA 22135

ክኸውን ከሎ ናይ ፍትሓት ስነ-ስርዓት ዓርቢ 02/03/2017 ካብ ሰዓት 10፡30 ቅ.ቀ ጀሚሩ ኣብ “Kidisti
Selassie Eritrean Tewahdo Church”
4465 Old Branch Ave.
Temple Hills, MD
  ክካየድ እዩ።

ድሕሪ ፍትሓት ናይ ቀብሪ ስነ-ስርዓት ዓርቢ ልክዕ ሰዓት 2፡00 ድ.ቀ ኣብ
Fairfax Memorial Park
9900 Braddock Rd.
Fairfax, VA 22032

ክፍጸም እዩ።
ሕሰም ኣይትርከቡ ስድራ ቤት






Received on Wed Feb 01 2017 - 06:24:49 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved