ካብዚን....ካብትን ሳልሳይ ክፋል Mekonen Anteray ኣብዚ ዓመት ተውዲኡ ናብ ሓድሽ ዓመት ክንሰጋገር ንቀራረበሉ ዘሎና ግዜ፡ ከመይ ኣሎና? ክብል ከለኹ፡ እንታይ መልሱ ብዘየገድስ እቶም ምሉእ ጥዓና ዘለኩም ከይጎድለልኩም፡ እቶም ዝጎደለኩም ክምልኣልኩም ይምነየሉኩም። ኣብ ሓድሽ ዓመት ተመነ እኳድኣ ኣዛይድ ኣቢልካ እዩ፡ ዝብለና። መቸም ኩላትና ናይ ፓርት'ታይም ተዋሳእቲ ፖለቲካ እናሞ፡ ኣብቲ መዳይ'ውን ወርቂ ክትብሉኒ እኳ እንተዘይተጸበኹ፡ ካብኡ ዝኸፍእውን ነይሩ እዩ። ሕጂ ድኣ ዘይባዕልና ንኽእሎን ሰለይ ከነብሎን ኢና፡ ክትብሉኒ እዩ ትጽቢተይ።

From: Mekonen Anteray <manteray78_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Fri, 17 Feb 2017 23:10:50 -0800

ኣታ ቀዳመይቲ ብዘይታ ፋይል ኢያ መጺእትኩም።


Received on Sat Feb 18 2017 - 02:10:53 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved