ናይ ኣመሪካ ሰበስልጣን ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ተካይድ ኣላ፡ ንሰላም እንተመጺኣ ሕጅውን ከምቀደም ኢድና ዝርጉሕ እዩ እንተ ብምጉዕባዕን ምፍርራሕን ንክብረትናን ሃገርናን ግና የሕሊፍና ከምዘይንህብ ኩሉ ክፈልጦ ይግባእ። US Deputy Assistant Secretary of State for African Affiars, Dr. Shannon Lee Smith is visiting Eritrea.