ሎሚ መዓልቲ ንኹሉ ወሃቢ ኣገልግሎትን ተጠቃሚ ሓፉሽ ህዝቢ ብማዕረ ዘሐጎሰት መዓልቲ!
ምስኡ ተታሒዙ ናይ ህዝባዊ መጎዓዝያ
ናይ ፅዕነትን ፈሳሲን ው ብተማሳሳሊ፡ ማሕበራዊ ፍትሒ ብተግባር፡ ከምቲ ሓደ ብጻይ ዝበሎ "ሻዕብያ ዶሞዝ ይውስኽን ዋጋ ሃለኽቲ ኣቁሑት የጉድል" "ወያነ ጥምየት ይውስኽን ህዝቢ ብጥይት የጉድል" ፈተውትና ምሳና ክሕጎሱ ሼር