Video Interview-ESAT HR- AGAZI’s incrimination by its ex-founder and leadership Part I&II
September 03, 2016
ስምዕዎ፡
 
ኰሎኔል ኣለበል ኣማረ ካብቶም መስረቲ ኣግኣዚ ክፍለ ሰራዊት ሓደ ኮይኑ ስጋብ ካብ ኢትዮጵያ ዝወጽእ ኣባሉ ኮይኑ ይሰርሕ ኔሩ። እዚ ኰሎኔል እዚ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን 1998-2000 ዝተኻያደ ውግእ`ውን ተራ ኔርዎ። እንተ ዘይተጋግየ ደራሲ ተስፋይ ገብረኣብ`ውን ኣብ ኣስመራ ረኺቡ ብዛዕባ`ቲ ውግእ ሓቲትዎ ኔሩ። እዚ ዝስዕብ ጽሑፍ`ውን ቅድሚ ሕጂ ኣብ ደሃይ ካብ ዝተለጥፉ እዩ። ምስ`ዚ ናይ ተንቀሳቓሲ ስእሊ ንመረዳእታ ንኽምችእ ድማ እንሆ ኣብ ታሕቲ እንደገና ኣምብብዎ።
 
ብርሃነ ሃብተማርያም
 
 
 
ጻድቃንና ጾሮና-ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ ለምን ኣለቀሱ?