| Jan-Mar 09 | Apr-Jun 09 | Jul-Sept 09 | Oct-Dec 09 | Jan-May 10 | Jun-Dec 10 | Jan-May 11 | Jun-Dec 11 |

[dehai-news] 21 St Eritrean Independence Day In Denver Colorado Saturday May 19/2012

From: Sami Denverboy <samidenver_at_hotmail.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 14 May 2012 05:21:31 -0600

መርሓባ ንኩሎም ኤርትራውያን ተቀማጦ ደንቨርን ከባቢአን፡ እንቓዕ ናብ መበል 21 ዓመት ነጻነት ኤሪትራ ብሰላም ኣብጸሓና፡ ንሙሉእ ህዝቢ ኤሪትራ ከኣ ተደራረበ ዮሃና ይብጸሓዮ፡

እዚ መልእክቲ እዚ ካብ ኣዋሃሃዲት ሃገራዊ በዓላት ሽማግለ ኮሎራዶ እዩ”

ንቀዳም 19 ግንቦት 2012 ኩላህና ኤሪትራውያን ተቀማጦ ደንቨርን ከባቢኣን ነዛ መበል 21 መዓልቲ ነጻነት ብሓባር ኬይና ከንብዕላ ብትሕትና ንዕድም፡፡

ዝግበረሉ ቦታ፡ - Greek Orthodox Church -- Alameda and Dahlia

4610 East Alameda Avenue Denver, Colorado 80246

ዕለት፡ ቀዳም 19 ግንቦት, 2012 ስዓት ፡ 8፡00 ድ.ቀ ስጋብ 2፡00 ወጋሕታ

ብዝኮነ ምክንያት ነዚ መልእክቲ ዘይስሙዑ ኤሪትራዊን ንክትሕብሩልና ንላቦ

ብደሓን ምጹ፡ ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስዉኣትና

ዓወት ንሓፋሽ!

Continuous

መርሓባ ንኩሎም ኤርትራውያን ተቀማጦ ደንቨርን ከባቢአን፡ እዚመልእክቲ እዚ ካብ YPFDJ ጨንፈር ደንቨር እዩ ከምቲልሙድ YPFDJ ነቲ ዓመታዊ ዘካይድዎ ፒኽኒክ መዓልቲ ንክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድሙ፡ እዚ ፒክኒክ እዚ ንኩሎም ኤሪትራውያን ተቀማጦ ደንቨርን ከባቢኣን ንምስታፍ እዩ ብፍላይ ከኣ ንኩሎም ኣቖልዑት፡ ናይ ኣቖልዑት መዛናጊዒን ክቅረብ እዩ፡

ዝግበረሉ ቦታ፡ - Expo Park

1042 South Peoria St. - Aurora, Co.80012

Exposition and Havana ዕለት፡ ሰንበት ግንቦት 20, 2012 ስዓት ፡ 2፡00 ድ.ቀ ስጋብ 6 ድ.ቀ.

ብዝኮነ ምክንያት ነዚ መልእክቲ ዘይስሙዑ ኤሪትራዊን ንክትሕብሩልና ንላቦ



ብደሓን ምጹ ሽመንእሰያት ህዝባዊ ግንባር ዲሞክራኢን ፍትሕን ደንቨር ኮሎራዶ

ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስዉኣትና

ዓወት ንሓፋሽ



         ----[Mailing List for Eritrea Related News ]----
Received on Mon May 14 2012 - 11:11:01 EDT
Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2012
All rights reserved