From: Yemane Ghebreab (yemane51@yahoo.com)
Date: Tue Dec 16 2008 - 04:33:44 EST
ናይ ሓባር ምሸት ኣብ ሳንሆዘ።
(New years party From Hizbawi Mekete sanjose)
ብምኽንያት ብዓል ሓድሽ ዓመት ናይ ሓባር ባህላዊ ምሸት ንቀዳም Dec.27/ 2008 ብሓባር ከነምሲ ብክብሪ ንዕድም።
እዚ ናይ ለውጢ መንፈስና ንኸባራብሩ እቶም ወናማት ክፍሊ ባህሊ ሳንሆዘ፡ ከዛናግዑና ከምስዩ ተቐሪቦም ኣሎዉ።
ዕለት Saturday. December 27/ 2008
ስዓት 7: 00 p.m to 1:oo Am.
ኣድራሻ 2500 Masonic drive. San jose CA.
መእተዊ $20. 00(ዕስራቅርሺ)
ርሑስ ብዓል ሓድሽ ዓመት ብድሓን ምጹ።
ዓወት ንሓፋሽ!!
----[This List to be used for Eritrea Related News Only]----