Basic

መድረኽ ሕታም ቁ. 27-ኤርትራ ንቕድሚት ዘርከበ የርክብ፡ ዝተረፈ ይስዓብ! ብተስፋልደት ባህልቢ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Tuesday, 14 February 2017

መድረኽ ሕታም ቁ. 27-ኤርትራ ንቕድሚት ዘርከበ የርክብ፡ ዝተረፈ ይስዓብ!
ብተስፋልደት ባህልቢ
ወርሒ ለካቲት 14, 2017
 
ትሕዝቶ ዛዕባታት
ፍቅዲ      ዛዕባ                    ገጽ
------------------------------------
1 መቕድም 1
2 ሕውስዋስ ጥምሮ ዛዕባታት 1
3 ናይ ሎሚ ቅነ ምስ ፕረሲደንት ኢሳያስ 3
4 ገ - Alert 3
5 ዲሞክራስያ 7
6 ከመይነት ቀሳቢ ዲሞክራሲ - Totalitarian Democracy 8
7 ግርማ ላመይ 8
8 ናብ ናይ ፕረሲደንት ኢሳያስ ዝበሎ ክመልሰኩም። 13
9 ሎምስ ኣብዚሕካዮ 13
10 ጅኦ ፖለቲካ 14
11 ዘበታዊ ጠራዕራዕ - Local Input 15
12 ድምደማ 18
ምንጪ ጽሑፍ፡ ሰኺዔት መስከረም
 
መቕድም
 
ትሕዝቶ ናይ እዘን፡ ዝተ ፈላለየ ሓተታታት እዚ ኣተን፡ ኣብ ሓንቲ ጥራዝ ወረቐት ተጠርኒፈን፡ ይቐርባ ይሃልዋ ደኣ እምበር፡ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት፡ ዘጠ ራቐም ክወን እየን። ኮፍ ኢለየን፡ ድሕሪ ምጽንሔይ ከኣ፡ እርግ ዝበሉ ኣሃዛት ጸብጻብ፡ እኳ እንተለወን፡ ኣብ ገለገለ ኣገድስቲ እዋናዊ ዝኾኑ ነገራት፡ ሓዋዊሰለን ስለ ዘሎኹ ግን፡ ተስፋ'ገብር፡ ኣድከምቲ ከይ ኮና። ኣንዊሑዎ ከይ ብሃለኒ፡ እንዳ ተሰከፍኩ ደኣ እየ እምበር፡ ንእሽቱለይ ተወሳኺት ሞቑሹሽ ቁምነገር ግን፡ ኣምውጉው ኣቢለ፡ ናይ ንእስነተይ ጉስነት፡ ምስ ሓንቲ ኣርእስቲ - ዲስፕሊን እትበሃል ዛዕባ፡ ኣዛሚደ ሰቒቐያ ኣሎኹ። እቶም ደቂ ሹቕ ዘበልኩም ድማኒ፡ ኣበይ ዝነበረ ጥረ ጓሳ'ዩ፡ ከይ ትብሉኒ እውን፡ እንዳተሰከፍኩ እየ። ግን ከኣ፡ ወናም ኣቦ ዜማ ሃገር እንጂነር ኣስገዶም፡ ንንእስነቱ ኣመልኪቱ፡ ኩቦ ዝኣርየሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ዘኪሩ "ኣታ እዚ ንእስነት ዘይሕከኽ ደብተር፡ ሎሚ ከም ትማሊ ኣብ ቅድመይ ዝግተር" ከም ዝበሎ መጠን፡ ንኣተ ዓባብዓይ ኣዘኻኪሩኒ። .......................
 
ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ መላግቦ ሕጥበ-ጽሑፍ ተዊቕኩም ኣምብብዎ ኢኩም።
ብርሃነ ሃብተማርያም

6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events