Basic

ዝብኢ እንተሓነኸስ፣ ንነብስኻ ይደሊ!!! "ወኻርያስ፣ ጻድቕ ንኽትመስል ያኢ ዝዋውዕ ትኣስር" ካብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እኩይ ውዲታት

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Thursday, 18 May 2017

ዝብኢ  እንተሓነኸስ፣ ንነብስኻ ይደሊ!!! "ወኻርያስ፣ ጻድቕ ንኽትመስል ያኢ ዝዋውዕ ትኣስር"
 
ካብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እኩይ ውዲታት
ወርሒን ግምቦት 18, 2017 ዓም ፈረንጂ
https://i2.wp.com/www.tesfanews.net/wp-content/uploads/2017/05/yemane_teklegergish.jpg?w=840&ssl=1
 
ሰላም ቅንያት ብዓል ነጻነት ክኾነልኩም ንምነ!!! ዝበሃል ስለ ተሳእነ ኣይኮናን ጠፊእና ጸኒሕና፣ ኣብ ካልእ ጽምዶ ስራሕ ስለ ተታሓዝና`ምበር። ታሪኽ ብመሰልቱ ጥራህ ዘይኮነ፡ በቲ ክዉን ሓቅታቱ እዩ ክዝንቶ ዘሎዎ። ነዚ እምነት`ዚ ብምሓዝ ኢና ድማ፡ ንኹሎም ጉራቔናት ንመሰለት ክውንነቶም፡ በቲ ዝመስልዎ ሓቅታት ንምግላጽ እንምድብ ዘሎና።
 
ተጻብኦታት ነዛ ጌና ሓዳስ ዘላ ሃገር ኤርትራ ንቡር እዮም ኮይኖም ዘሎው። እንተ ናይቶም ኔርና እናበሉ ዝጸውይዎ ና እንክሒራ ጽዋታት ግን፣ ምናልባት ምስ ደቀሱ ንዕኦም ጥራይ ዘሐጉስ፣ ነቶም ለኣኽቶም ዘደዓዕስ ክኸውን ይኽእል እዩ። እንሆ እቲ ሓቂ እንታይ ምዃኑ ክንዝርዝሮ ኢና። ሰናይ ንባብ ንኹልኹም!
 
***ምንጪ ጽሑፍ፡ ዜና ተስፋ
ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ ሰንሰለታዊ ሕጥበ-ጽሑፍ ጠዊቕኩም ኣምብብዎ ኢኻትኩም።
ሰናይ ንባብ!
 
ብርሃነ ሃብተማርያም
 
 

7ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 7 - ERi-TV Documentary

Dehai Events