*
Interview with Muse Sibahtu Chairman, and Solomon Habtom Secretary, Eritrean National Holiday Organizing Committee (ENHOC) regarding 26TH year Eritrean Independence Day Celebration in Washington, DC area
* Poem by Mr. Mihret Daniel Tesfazghi- Eritrean Independence-
* Independence Day Messages from Listeners and members
* Book Reading (VOE) "Mefezemta" Chapter 5 Part 5
* News from Asmara, Eritrea
* Important announcements and Music
ኣርእስቲ መደባትና:
* ቃለመጠይቅ ምስ ሙሴ ስባህቱ ኣቦ ወንበር ከምኡውን ዋና ጸሓፊ ሰለሙን ሃብቶም- ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ በዓላት ብዛዕባ በዓል ነጻነት መበል 26 ዓመት ኣብ ከባቢ ዲሲ
* ግጥሚ ብወ/ ምሕረት ተስፋዝጊ ዳንኤል- ነጻነት ኤርትራ-
* ናይ ዮውሃና መልኽቲ ካብ ኣባላት ረድዮ
* ንባብ መጽሓፍ -መፈጸምታ- ብረድዮ ድምጺ ኤርትራ ዝተነበ 5ይ ዓንቀጽ 5ይ ክፋል
* እዋናዊ ዜና ካብ ከተማ ኣስመራ ብወኪልና ጋዜጠኛ ገረመስቀል ገረዝጊሄር
* ኣገደስቲ ሓበረታን ሙዚቃን