Basic

Tigrigna.VoaNews.com: ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ሓረስቶት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ኣዋርሕ ክራማት ይዝትዩ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Thursday, 13 July 2017

ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ሓረስቶት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ኣዋርሕ ክራማት ይዝትዩ

 
  • ተወልደ ወልደገብረኤል
 
ሓምለ 13, 2017

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይን ኣብ ኤርትራ ከባቢ ዞባ ደቡብን ዝርከቡ ሓረስቶት፡ ዝናብ ሎሚ-ዘመን በዚ ጀሚርዎ ዘሎ እንተቐጺሉ ዘሰክፍ የብልናን ይብሉ`ለዉ።

ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ገለ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ተራእዩ ዝብሃል ዘሎ ባልዕ-ዘራእቲ ንምምካት ድማ ኣድማዒ ጎስጓሳት ቀጺሉ ከምዘሎ ይገልጹ።

ካብ ክልቲኡ ሃገራት ዘዘራረብናዮ ክልተ ሓረስቶት ብዛዕባ ኣዋርሕ ክረምቲ ከምዚ ይብሉ፡ ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

https://tigrigna.voanews.com/a/3941693.html


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events