Basic

Tigrigna.VoNnews.com: ኣብ ኤርትራ ብቻይናዊ ኩባንያ ተሃኒጹ ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ዝተመረቐ ምንጪ ኤለክትሪክ ሕሪጊጎ ቀረብ ጸዓቱ ብ60 ሚእታዊ ክብ ከምዘበሎ ተገሊጹ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Friday, 17 November 2017

ኣብ ኤርትራ ብቻይናዊ ኩባንያ ተሃኒጹ ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ዝተመረቐ ምንጪ ኤለክትሪክ ሕሪጊጎ ቀረብ ጸዓቱ ብ60 ሚእታዊ ክብ ከምዘበሎ ተገሊጹ

ሕዳር 17, 2017

ኣብ መደበር መመንጨዊ ጸዓት ሕርጊጎ ክሰላሰል ዝጸንሐ ፕሮጀክት ናይ ምርኽኻብ ስነ ስርዓት ተፈጺሙ

ኣብ ኤርትራ መደበር መመንጨዊ ጸዓት ሕርጊጎ ክሰላሰል ዝጸንሐ ናይ 98 ሚልዮን ዶላር ተወሳኺ ፕሮጀክት ወግዓዊ ናይ ምርኽኻብ ስነስርዓት ትማሊ 15 ሕዳር 2017 ኣምባሳደር ቻይናን ፡ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣብ ቀጽሪ'ቲ መመንጨዊ ተኻይዱ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

https://tigrigna.voanews.com/a/4118973.html


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events