Basic

( ቪድዮ ) ፕረሲደንት ኢሳያስ "ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ነበግስ ኣሎና"

Posted by: Semere Asmelash

Date: Thursday, 21 June 2018


ፕረሲደንት ኢሳያስ "ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ነበግስ ኣሎና"

ረቡዕ 20 ሰነ 2018 

ኤርትራ: ብኢትዮጵያ ዝቐረበላ ጻውዒት ሰላም ተቐቢላ፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ክትሰድድ ምዃና ፕረሲደንት ኢሳያስ ሎሚ ንጎሆ፡ ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ስውኣት፡ ኣብ ዘስምዖ መደረ ሓቢሩ።

ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ልኡኽ ብምስዳድ ምስ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስቴር ክትዝቲ ምዃና ፕረዚደት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣፍሊጡ፡ እዚ ዝከውን ዘሎ ድሕሪ 16 ዓመት ብመለስ ዝተነጽገ ውዕል ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ናይ ውዕል ኣልጀርስ ብዘይ ቅድመ ኩነት ተቀቢለዮ ምባሉ እዩ፡


EastAfro




EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events