Basic

(ሚኒስትሪ ዜና) ተሓጋጋዚት ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኢጣልያ ኢማኑወላ ክላውዲ ናብ ኤርትራ ትበጽሕ!

Posted by: Semere Asmelash

Date: Tuesday, 04 December 2018

MOI Eritrea added 3 new photos.
4 ታሕሳስ 2018 
ተሓጋጋዚት ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኢጣልያ ኢማኑወላ ክላውዲ ናብ ኤርትራ ትበጽሕ! 




ተሓጋጋዚት ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢጣልያ ኢማኑወላ ክላውዲ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ፣ ኣብ መመረቕታ ኣሃዱ ሕክምና ልቢ - ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ተሳቲፋ። 



ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሑሴን፣ ወኪል ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ዶክተር ጆሰፒን ናምቦዚን ካልኦትን ኣብቲ ጽምብል ተረኺቦም። ኣሃዱ ሕክምና ልቢ ብመንግስቲ ኤርትራ፣ ብመንግስቲ ጥልያንን ዓለማዊ ውድብ ጥዕናን ዝተመወለ ፕሮጀክት ኢዩ።



6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events