Basic

A Public Seminar in Rijswijk, the Netherlands (ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ሆላንድ)

Posted by: Gebre Fessehazion

Date: Monday, 24 December 2018

ዕለት 30/12/2018 ኣብ ከተማ ራይስቫይክ ሆላንድ ብኣምባሳደር ነጋሲ ካሳ  ሰሚናር ክካየድ ስለዝኾነ ኩሉ ክስሳተፎ  ብኽብሪ  ንዕድም።

ትሕዝቶ ሰሚናር፡

 1.ንህሉው ኩነታት ሃገርና ዝምልከት ሰሚናር

2. ጽምብል ምልዓል ዘይሕጋዊ እገዳ

3. ሓድሽ ዓመት 2019 ብሓባር ክንቅበሎ


ብድሓን ምጽኡ

ዓወት ንሓፋሽ


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events