Basic

Dahabshiil long banner 728x90
Eritrea for mobile viewing

Tigrigna.VoaNews.com: ኤርትራዊ ፕሮ. ኣስመሮም ለገሰ ካብ አዲስ አበባ ዩኒቨርሲቲ ናይ ክብሪ ማዕረግ ዶክትሬት ተዋሂብዎም

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Saturday, 29 December 2018

ታሕሳስ 19, 2018

ካብ ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ብኣንትሮፖሎጂ ብዶክተረይት መዓርግ ዝተመረቑ ፕሮፈሰር ኣስመሮም ለገሰ፡ ኣብ 1973፡ “Gadaa: Three Approaches to the Study of African Society” ዝብል ዓቢይ-መሰረት ዘንጸፈት መጽሓፍ ጽሒፎም።

ኣብ 2000 ድማ `Oromo Democracy: An Indigenous African Political System"ዝብል ካልኣይ መጽሓፎም ኣሕቲሞም።

ድሕሪ 20 ዓመታት ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ናብ ኢትዮጵያ ዝተመልሱ ፕሮፈሰር ኣስመሮም፡ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ፡ ናይ ክብሪ ዶክተረይት ሂብዎም።

ምስ ፕሮፌሰር ኣስመሮምን፡ ካብ መስረቲ ናይ ኦሮሞ ነጻነት ግንባር (ኦነግ) ኣቶ ለንጮ ለታ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

https://tigrigna.voanews.com/a/4707970.html#player-set-time=740.806531

Dm eri tv subscribe

ERi-TV, Eritrea: Year In Review - Main Diplomatic Achievements