Basic

International Eritrean Women's Day in Chicago

Posted by: Ben Araya

Date: Tuesday, 12 March 2019

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ሺካጎ

 

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ሺካጎ፡ ዝሓለፈ ቀዳም መጋቢት 9, 2019 ኣብ ደንደን ኤሪትርያን ረስተውራንት፡ ተባዒሉ።

እቲ በዓል ከድምቖ ዝኽኣለ፡ ኣበርክቶን፣ ተራ ተሳታፍነት ናይ ኣዴታትናን፣ ኣሓትናን ኣብ ዝሓለፈ ናይ ቃልሲ ተዘክሮ፡ ነዛ ውግሕ ትበል ለይቲ ዓቢ ምውዕዋዕን፣ሓጎስን ኣንቢርሉ።

እዚ ድሙቕ ናይ ኣህጉራዊ ደቀንስትዮ በዓል መዓልቲ ኣብ ሺካጎ፡ ብዋሕላላት ኣዴታትን፣ ኣሓትን፣ ዓበይቲ ኣሕዋትን፣መንእሰያትን ተሰንዩ፡ ብዝድርኽ ተዘክሮ ግጥምታትን፣ መልእኽትን፣ ታሪኻዊ ናይ ጀጋኑና ደቀ’ንስትዮ ኣብ ቃልሲ ዝነበረን ተሳትፎ፣ ከምኡ’ውን ጊዜያዊ ተራኤን ኣብ ህንጸት ሃገር ብምግላጽ፡ “ሰላም፡ ውጽኢት ጽንዓትና፣ ልምዓት፡ ፍረ ዕዮና” ብዝብል ቴማ፡ ትውጋሕ ለይቲ ዝሓደሮ ስምዒትን፣ጛይላን ብምስናይ፡ ድሙቕ ለይቲ ኣሕሊፉ።

 

ዓወት ንሓፋሽ!!

ሺካጎ መጋቢት 11, 2019

 

ስእልታት ንምርኣይ ኣብዚ ታሕቲ ጠውቕ


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events