(VOE-DC) ሓበረታ ካብ ሓማድኤ-ዲሲ ንጽንብል መበል 40 ዓመት ምምስራት ሓማድኤ- ብኤልሳ ሃይለማርያም
VOICE OF ERITREA PROGRAM 11/2/19 INCLUDES:
- Information regarding 40 Years Anniversary of NUEW- by Elsa Hailemariam
- Poem on Eritrean Women's Struggle
- Women's sacrifice to Achieve Independence by Ms. Liya Hagos
- Seminar by Youth Mehreteab Medhane Part 6
- Book reading by Efrem Emhazion
- Updated News from Asmara Eritrea
- Important Announcement and Music
ኣርእስቲ መደባትና፦
- ሓበረታ ንጽንብል መበል 40 ዓመት ምምስራት ሓማድኤ- ብኤልሳ ሃይለማርያም
- ግጥሚ- ቃልሲ ደቂኣንትዮ- ካብ ቪርጂኒያ ቢች
- ተሞክሮታት ቃልሲ ደቂ ኣንስትዮ- ብወይዘሮ ሊያ ሓጎስ
- ሰሚናር ብመንእሰይ ምሕረተኣብ መድሃኔ 6ይ ክፋል
- ንባብ መጽሓፍ ብኤፍረም ኤምሃጺኦን
- እዋናዊ ዜና ብጋዜጠኛ ገረመስቀል ገረዝጊሄር ካብ ከተማ ኣስመራ
- ኣገደስቲ ሓበረታን ሙዚቃን