Basic

እከያዊ ሰልፊ ሃሱሳት ጃንዳ ንምድሳት።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Tuesday, 24 November 2020

ኣብ 3ይ ሰሙን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2020 ባንዳ ወያነ ከም ሕሱም ትዳሀኸሉ ዘላ ግዜ: እተን ዝጨጫሓተን ጉጅለታት ጸረ ሰላም: ኣብ ገለ ከተማታት ኣሜርካ ጃንዳ ዝወሰደቶ ቃጻዊ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ፈደረላዊ ሰራዊት ብምድጋፍ: በቲ ካልእ ድማ ሰራዊት ኢትዮጵያ ሕጊ ንምኽባር ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ንምኹናን እከያዊ ሰልፊ ከካይዳ ተራእየን። ሓደ ካብኡ ኣብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ።  ን100 ዝኾኑ ሰይጣውንቲ ባንዳ ክድግፋ 110,000,000 ህዝቢ ኢትዮጵያ ኮኒነን ኣለዋ።  እዘን ብመልሓስ ወያነ ዝዛረባ ሃሱሳት ንምክልኻል ሓይልታት ኤርትራ ከጸልማ ኣብቲ ኣብ ሞንጎ ፈደራልን ባንዳን ዝካየድ ዘሎ ውግእ  ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ጎድኒ ሰ/ፈደራል ተሰሊፉ ይዋጋእ ኣሎ ክብላ ክሳብ ጎሮርኤን ነቒዑ ደም ዝተፍኣ ዓንገረር ኢለን።

ነባሪ ዝኽሪ ንሰማእታትና
ዓወት ንሓፋሽ
ገብረንጉስ መስመር


Sent from Yahoo Mail for iPhone

6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events