Basic

EmbassyMedia - 20 ሰነ መዓልቲ ሰማኣታት ኣብ ከተማ ሎንዶን!

Posted by: Yared Tesfay

Date: Tuesday, 21 June 2022

ብሰኑይ 20 ሰነ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቀትሪ ኣብ Kennington Park ኣብ ከተማ ሎንዶን ዝተኻየደ ናይ ዝኽሪ ስነ-ስርዓት ኣባላትን ሓለፍትን ቤ/ጽሕፈት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓ/ብርጣንያን ኣየርላንድን፥ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ዓበይቲ ዓድን ዕዱማት ኣጋይሽን ዝተረኽብሉ፥ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ኣብ'ቲ ቦታ ተረኺቦም ኣብ ልዕሊ ሰማእታት ኤርትራ ዘለዎም ክብሪን ሓበንን ብሰልፊ ባንዴራ ተመሪሖም ቀንዴል ብምብራህን እግሪ ጉዕዞ ብምክያድን ገሊጾም።

EmbassyMedia - 20 ሰነ መዓልቲ ሰማኣታት ኣብ ከተማ ሎንዶን!





EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events