Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: ብኣጉልሖ ድምጺ፡ ቂሐ-ጽልሚ፡ መሓሪ ዑቕባሚካኤል ተመራማሪ ኣፋዊ ያታታት

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Saturday, 29 April 2017

ቂሐ-ጽልሚ፡ መሓሪ ዑቕባሚካኤል ተመራማሪ ኣፋዊ ያታታት

  • ተወልደ ወልደገብረኤል
 
ሚያዝያ 29, 2017
  •  
 መሓሪ ዑቕባሚካኤል

መሓሪ ዑቕባሚካኤል (ጠዊል)

መሓሪ ዑቑባሚካኤል( ጠዊል) ሓደ ካብ መንጎ ኣብ ኣፋዊ ያታታት ጸቒጦም ዝሰርሑ ዘለዉ ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ`ዩ።

ካብ ወሎደታት እናተሰጋገረ ዝመጸ ባህልን ልምድን ብፍላይ ድማ ኣፋዊ ያታታት ትግርኛ ክዕቀብን ቀጻልነቱ ክረጋገጽን ይሰርሕ።

ኣብ ባህላዊ ደርፋታት ንዝነጠፉን ዝግደሱን ዘየምቲ ዓቢይ ናይ ግጥምን ዜማን ኮይኑ ጸኒሑ`ሎ።

ምስ ጠዊል ዝተኻየደ ሰፊሕ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ኽቀርብ'ዩ።

https://tigrigna.voanews.com/a/3830338.html

*****************************************************************************ኣብ ኤርትራ ዝርጋሐ ሕማም ዓሶ ብ90 ሚእታዊት ምጉዳሉ ተሓቢሩ

ብርሃነ በርሀ

ሚያዝያ 29, 2017
አቶ ሰላም ምህረት ሓላፊ አሃዱ ምክልኻል ዓሶ

አቶ ሰላም ምህረት ሓላፊ አሃዱ ምክልኻል ዓሶ

ኣብ ኤርትራ ሕማም ዓሶ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ ለውጢ የርእይ ምህላው ብፍላይ ድሕሪ ኣብ 1998 ዓ.ም ዝተራእየ መጠነ ሰፊሕ ለበዳ፡ መልከፍትን ሞትን እቲ ሕማም ኣብ መላእ እታ ሃገር ብ90ሚእታዊት ከምዝነከየ ኣብ ኤርትራ ሓላፊ ምኽልኻል ዓሶ አቶ ሰላም ምሕረት ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጹ።

ብዛዕባ መጠንን ሕማም ዓሶን ዝምልከት ምስ አቶ ሰላም ምህረት ሓላፊ አሃዱ ምክልኻል ዓሶ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events