Dehai News

Tgrigna.VoaNews.com: ቂሐ-ጽልሚ፡ መሓሪ ዑቕባሚካኤል ተመራማሪ ኣፋዊ ያታታት

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Friday, 12 May 2017

ቂሐ-ጽልሚ፡ መሓሪ ዑቕባሚካኤል ተመራማሪ ኣፋዊ ያታታት

 
 
  • ተወልደ ወልደገብረኤል
ግንቦት 12, 2017
ስነ ጥበባዊ መሓሪ ዑቕባሚካኤል

ስነ ጥበባዊ መሓሪ ዑቕባሚካኤል

መሓሪ ዑቑባሚካኤል( ጠዊል) ሓደ ካብ መንጎ ኣብ ኣፋዊ ያታታት ጸቒጦም ዝሰርሑ ዘለዉ ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ`ዩ።

ካብ ወለዶታት እናተሰጋገረ ዝመጸ ባህልን ልምድን ብፍላይ ድማ ኣፋዊ ያታታት ትግርኛ ክዕቀብን ቀጻልነቱ ክረጋገጽን ይሰርሕ።

ኣብ ባህላዊ ደርፋታት ንዝነጠፉን ዝግደሱን ዘየምቲ ዓቢይ ኣበርካቲ ግጥምን ዜማን ኮይኑ ጸኒሑ`ሎ።

ቀዳማይ ክፋል እቲ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ እንሄለ፡

http://tigrigna.voanews.com/a/3830338.html

ካልኣይ ክፋል እቲ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

http://tigrigna.voanews.com/a/3849919.html


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events