Dehai News

ገጽ-መጽሓፍ: ብ1886 ዓመተ ምህረት ዝተወልዱ ኣቦ ኣብ መበል 131 ዓመት ዕድሚኦም ዓሪፎም።

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Tuesday, 16 May 2017

 
ብ1886 ዓመተ ምህረት ዝተወልዱ ኣቦ ኣብ መበል 131 ዓመት ዕድሚኦም ዓሪፎም

ብ1886 ዓመተ ምህረት ዝተወልዱ ኣቦ ኣብ መበል 131 ዓመት ዕድሚኦም ዓሪፎም፡ እዞም ኣቦ ሰላሳ ቆልዑት ዝኾኑ ኣቦ ኣብ ዓዲ ሽሓይ ከምዝተወልዱ እዩ ዝግለጽ፡ ወዶም ልዕሊ 90 ዓመት ዝገበሩ እውን ብሂወት ኣለው። ጸጋ ናይ እግዛብሄር ኣይፈለዮም!


The oldest in the world. Born in 1886 in Eritrea, a 131 yrs old man just passed away. He had 30 sons & daughters, his oldest is 90 yrs old and still alive.

 
 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events