Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: “ኢመነት”ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ናይ ሕክምና መሳርሕታት ናብ ኤርትራ ከምዝለኣኸ ኣፍሊጡ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Wednesday, 17 May 2017

“ኢመነት”ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ናይ ሕክምና መሳርሕታት ናብ ኤርትራ ከምዝለኣኸ ኣፍሊጡ

 
  • ተወልደ ወልደገብረኤል
ግንቦት 17, 2017
  •  

“ኢመነት” ዝተባህለ ኣሜሪካዊ ዘይመኽሰባዊ ማሕበር፡ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ናይ ሕክምና መሳርሕታት ናብ ኤርትራ ከምዝለኣኸ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣብ ከተማ ሲያትል ክፍለ-ግዝኣት ዋሺንግተን ዝመደበሩ ማሕበር፡ ቅድሚ ሎሚ`ውን ክልተ ጊዜ ናብ ኤርትራ ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና መሳርሕታትን መድሃኒታትን ከምዝለኣኸ ይገልጽ።

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ዝተላእከ ኮንተይነር ግን፡ ካብ ዝሓለፈ ዝበዝሐን፡ $655,000 ዝግመት ዓራውቲ ፡ ናይ ምርመራን ካልእን መሳርሕታት ዘጠቓልል ምንባሩ ተገሊጹ`ሎ።

ካብ መንጎ መስረቲ`ቲ ማሕበር ዶ/ር ዮርዳኖስ ካሕሳይ ብዛዕባ ንጥፈታት`ቲ ማሕበር ዝምልከት ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

http://tigrigna.voanews.com/a/3853499.html


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events