Dehai News

TesfaNews.com: "መውረርያን መጋርያን ብሓደ ኣይከዱን ኢዮም፡ ምስ ወደቐቕካ ፈንጠርጠር፡ ትርፉ ምልሕሓጽ ጥራይ ኢዩ"! ብግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Wednesday, 21 June 2017

 
June 21, 2017
 
 
 
ናይ ሎሚ ዕውለኛታት፡ ናይ ጥፍኣት ልሂቓን የማነ ተኽለገርግሽ (ኢብራሂም ዓሰልን) ምኽትል ፊናንስ ምኒስተር እየ ብሃሊ ክብሮም ታፍላ ሕዝባይን፡ ቆርበት በጊዕ ተኸዲኖም ከካይዱዎ ንዝሓሰቡን ዝሓስቡ ዘለዉን፡ ናይ ዓሎቕን ምድንጋርን ሆይሆይታ------------------------------
 
 
 
 
ኣብ ታሪኽ፡ ዝዓስብ ካብ ሃለወ፡ ዝዕሰብ ስለ ዘይሰኣን ግን፡ ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን፡ እሞ ኸኣ ኣብ ዘመነ ዓውለማ፡ ነዚ መሳጐሚ እግሪን ኢድን ስኢኑ ዘሎ ንፍስሄር ዝኾነ ጃንዳ ወያነ ማሌሊት ፡ ቀንዲ ብርክን ትንፋስን ኮይኖም ከድሕንዎ ዝሓልሙ፡ ዝተዓስቡ ኤርትራውያን ምህላዎም ክትሰምዕ እንከሎኻ ዘርምመካ`ኳ እንተኾነ፡ ከም ሓርበኛ ኤርትራዊ ሃገራዊ ግን፡ ሎሚ`ውን ከም ትማሊ፡ ነታ ትማሊ ክውንቲ ልኡላዊት ሃቸር ኤርትራ ንኸይትኸውን፡ ብኽልተ ባላ ሓያላት ሓይልታት ዓለምና ተደጊፎም ስርዓታት ኢትዮጵያ እናተበራረዩ ዘክየድዎ ኲናት፡ ደኺሞም ካባ ስዕረት ዝተጎልበብሉ ናይ 30 ዓመታት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ነዛ ሕጂ ኤርትራውያን ሃገራውያን ኴና ኣንምክሓላን እንሕበነላን ልኡላዊት ሃገረ ኤርትራ፡ ኣ ዕይኒ ዓለም ከነድምቕ ክ ኢልና ኢና።.....................
 
ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ ሰንሰለታዊ ሕጥበ-ጽሑፍ ጠዊቕኩም ኣምብብዎ ኢኻትኩም።
ሰናይ ንባብ!
 
 
 
***ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ብዛዕባ ናይ`ዞም ናይ ሎሚ ኣባላት ሃዋርያ ክድዓትን ጥልመትን ክድምናን ሓሶትን ምድንጋርን ዝኾኑ ገበነኛታት ነቲ ናቶም ወድዓዊ ባህርያት ዝገልጽ ጽሑፋት፣ ንክብሮም ዳፍላ ዝምልከት ክልተ ክፋላት ከም ኡ`ውን ንየማነ ተኽለገርግሽ ኣብ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ከሎ ዝፈጸሞ ክሕደትን ጥልመትን ብሰንኩ ድማ 19 ዝኾኑ ምሩጻት ጅጋኑ ኮማንዶ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ግዳይ መስዋእቲ ዝገበረ ዝገልጽ ሓቀኛ ታሪኽ ተገሊጹ ኔሩ እዩ። ንዘየምበብዎ ዕድል ንምሃብን ነቶም ዘምበብዎ ድማ ዕምቘቱ እንደገና ንምርኣይን፡ ኣብዚ ታሕቲ ዳግማይ ለጢፈዮ ኣሎኹ።
 
***ብርሃነ ሃብተማርያም
 
ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ድርብ ዝተንኮሉ ተጻባኢ፣ ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!!!
 
ክብሮም ዳፍላ መን እዩ? መበገሲኡ ዕላምኡ`ኸ እንታይ እዩ? ቀዳማይ ከፋል
 
 Bildergebnis für photo of kbrom dafla
 
ብዘርኣይ ሰሎሞን
 
ወርሒ ግምቦት 14, 2017 ዓም ፈረንጂ
 
ተጻብኦ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንነትን፣ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፣ ቀጻሊ እዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፣ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሸቶን ዓላማን ክዓግት ዝኽእል ግዙፍ ይኹን ደቂቕ ቡሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ፣ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፣ ስድሪ`ውን ትኹን ነቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓርበኝነት ከዳኽም`ሲ ይትረፍ፣ ካብ ምረሻ ጉዕዞኡ ከሰናኽል ዝኽእል፣ ናይ ቀረባ ይኹን ናይ ርሑቕ ሓይሊ፣ ነቲ ዛጊት ኪኖ ምንብርካኽ ከጋጥሞ ዝኽእል ዘይተርፍ ዕድል፣ ተደቢሩ ስዩም ምባል ጥራይ እዩ።...........................
ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ ሰንሰለታዊ ሕጥበ-ጽሑፍ ጠዊቕኩም ኣምብብዎ ኢኻትኩም።
ሰናይ ንባብ!
ብርሃነ ሃብተማርያም
 

***ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ድርብ ዝተንኮሉ ተጻባኢ፣ ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!!! ክብሮም ዳፍላ መን እዩ? መበገሲኡ ዕላምኡ`ኸ እንታይ እዩ? 1ይ ክፋል.....

***ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ድርብ ዝተንኮሉ ተጻባኢ፣ ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!!! ክብሮም ዳፍላ መን እዩ? መበገሲኡ ዕላምኡ`ኸ እንታይ እዩ? 2ይ ክፋልውን...........ኣብዚ እንሄለ።
ዝብኢ  እንተሓነኸስ፣ ንነብስኻ ይደሊ!!! "ወኻርያስ፣ ጻድቕ ንኽትመስል ያኢ ዝዋውዕ ትኣስር"
 
ካብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እኩይ ውዲታት
 
 
 
 
 
 
 
 
 
 
 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events