Dehai News

ገጽ-መጽሓፍ፡ ***ብህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ዝተገብረ ታሪኻዊ ጀግንነትን ብኤርትራውያን ዝተሰነደ ተንቀሳቓስን ደረቕ ስእልታትን ስነ-ጥበባትን፣ ብወያነ ትግራይ እናተሰርቀን ከም ናቱ ጌሩ ብሓሶት እናዘርግሔን እንከሎ ዓገብ ዝብሎ ሰብ`ዶ ተሳኢኑ ደቀይ?

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Tuesday, 04 July 2017

***ብህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ዝተገብረ ታሪኻዊ ጀግንነትን ብኤርትራውያን ዝተሰነደ ተንቀሳቓስን ደረቕ ስእልታትን ስነ-ጥበባትን፣ ብወያነ ትግራይ እናተሰርቀን ከም ናቱ ጌሩ ብሓሶት እናዘርግሔን እንከሎ ዓገብ ዝብሎ ሰብ`ዶ ተሳኢኑ ደቀይ?

***ብርሃነ
Hagerawi Dihnet - ሃገራዊ ድሕነት፡

ወርሒ ሰነ 4, 2017 ዓም ፈረንጂ

ወያነ ኣብ ቃልሲ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ዝኾነ ነቲ ቓልሳ ዘንጸባርቅ ስኑድ ታሪኽ የብላን። እቲ ዓቢ ኣብነት መን ኣበይ ተሰዊኡ ዝሕብር ሰነድ የብላን። ነቲ ቓልሲ ንምንጽብራቕ ግን ንታሪኽን ውዕሎ ሰውራ ኤርትራ ንደረቕን ተንቐሳቃሲ ምስልን ዛንታን እንዳ ጨራረሙ እንዳሰንዑን ከንጸባርቕዎ ብዙሕ ጊዜን ብተደጋጋምን ይርከቡ ኣለዉ።

እቲ ዘሕዝን ከኣ እቲ ስርቂ ገዲዱ እምበር ኣይሓሸን። ሕጂ ከኣ እሞ ደርፍናን ስእልናን ኣብ ናይ ሕወሓት ኣኼባ ዝቐርበሉ ጊዜ ኢና በጺሕና። እቲ ስርቂ ኮነ ኢልካ ይፍጸም ከምዘሎ ዘርእይ እዩ።

Bild könnte enthalten: 1 Person, lächelnd

Bild könnte enthalten: eine oder mehrere Personen

Bild könnte enthalten: 2 Personen, Personen, die stehen und Text

 

Bild könnte enthalten: 5 Personen, Hut und im Freien

ሰልፊ ደቀ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣባላት ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ እንከንሱ፣ ብኻዕቦ ሓሶት ብተጋሩ ከም *ዋዕሮታት ትግራይ* ክግለጻ? ዘገርም እዩ!


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events