Dehai News

ገጽ-መጽሓፍ፡ እንኳዕ ሓጎሰና ሎሚ መዓልቲ ኣስመራ ናይ ዓለም ቅርሲ ኮይና።

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Saturday, 08 July 2017

እንኳዕ ሓጎሰና ሎሚ መዓልቲ ኣስመራ ናይ ዓለም ቅርሲ ኮይና።
ወርሒ ሓምለ ዕለት 8, 2017 ዓም ፈረንጂ

Congratulation Asmara!!!! Today 41st Session of world commitee UNESCO inscribed Asmara The Capital City Of Eritrea a modernist city of Africa The world Heiritage Site.


ዩኒስኮ ንኣስመራ ሎሚ መዓልቲ ናይ ዓለም ቅርሲ ብምባል ተቀቢሎማ። ምስተን ናይ ዓለምና ጥንታውያን ከተማታት ብምእታውን ናይ ኣፍሪቃ ሞደሪስት ከተማ ብምስማይ ኣባል ጌርዋ። እዚ ማለት ኣስመራ ቅርሲ ናይ ዓለም ስለ ዝኾነት፡ ልክዕ ከም በዓል ለንደን ሮማ ዩኒስኮ ንኹሉ ምጽጋንን ምዕራይን ምክንኻንን ሓላፍነት ክወስድ ጥራሕ ዘይኮነ ክኢላታቱ ብምልኣኽ ንኹሉ ተክኒካል ክተሓጋገዝ`ዩ። እዚ ከኣ ዓቢ ዓወት እዩ ነቶም ነዚ ንምግባር ንዓመታት ዝጸዓሩ ኤርትራውያንን ወጻእተኛታት መሓዙት ኤርትራን።

 
 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events