Dehai News

ECSS-Online.com፡ መልሲ ንጽሓፊ “ኣልኣህራም” ዓጥያ ዒሰዊ ኣብ ዱሜራ ሽግር የለን

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Monday, 10 July 2017

መልሲ ንጽሓፊ “ኣልኣህራም” ዓጥያ ዒሰዊ
ኣብ ዱሜራ ሽግር የለን

ዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ

ዳይረክተር ማእከል እስትራተጂያዊ መጽናዕታት ኤርትራ

ወርሒ ሓምለ ዕለት 10, 2017 ዓም ፈረንጂ

ሓበሬታ : እዚ ዝስዕብ ብቛንቋ ዓረብ ዝቐረበ መልሲ፡ ናብ ኣሳናዳኢ ጋዜጣ ኣል ኣህራም፡ ብኽልተ ሓምለ 2017 ከም ዝተላእክ ንሕብር።

ስታዝ ዓጥያ ዒሰዊ ብ25 ሰነ 2017 ተሓቲማ ኣብ ዝወጸት ጋዜጣ “ኣልኣህራም” ኣብ ኩርናዕ “ጉዳያትን ርእይቶታትን” “ሽግር ዱሜራ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ሓደ ዓንቀጽ ጽሒፉ ነይሩ። እቲ ዘሕዝን እቲ ዓንቀጽ ብዙሕ ታሪኻዊ፡ ፖለቲካውን ሕጋውን ጌጋታት ዝመልኦ ብምዃኑ መልሲ ክወሃቦ ግድን ስለዝኾነ ጋዜጣ ኣልኣህራም ንጽሑፈይ ኣብ ዓምድታታ ከተስፍሮ ይሓቲት ።..............

....................ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ ሕጥበ-ጽሑፍ ብምጥዋቕ ምንባብ ቀጽልዎ።


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events