Dehai News

The Prism of Our Eritrean Diaspora Conversations And Its Bearing on Our Patriotism

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Thursday, 27 July 2017

ሕታም 30
ብተስፋልደት ባህልቢ 7/13/2017
The Prism of Our Eritrean Diaspora Conversations
And Its Bearing on Our Patriotism

***ክቡር ሓርበኛ ብጻይ ተስፋልደት ባህልቢ ብዛዕባ  ኤርትራ ፖለቲካውን ማሕበረ-ሰብኣውን ባህላውን ኣቃውማ ብፍላይ ከምኡ`ውን ዞናውን ኣህጉራውን ሃዋህው ብሓፈሻ ጸጸኒሑ ካብ ዝጽሕፎ ኣገዳስን ዓሚቚን መሃርን ትሕዝቶ ዘሎዎ ውሕሉል ጽሑፋቱ፣ እንሆ ሎሚ`ውን ከም ቀደሙ በቲ ልዙብ ኣቀራርባኡ ንቐደም በሉ ይብለና ኣሎ። ስለዚ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ሰንሰለታዊ መራኸቢ ሕጥበ-ጽሑፍ ግርም ጌርኩም ጠዊቕኩም ኣምብብዎ ኢኻትኩም። ሰናይ ንባብ!

***ብርሃነ ሃብተማርያም
ምንጪ ጽሑፍ፡ መርበብ ሓበሬታ ሰኪዔት መስከረም

ወርሒ ሓምለ ዕለት 27, 2017 ዓም ፈረንጂ *ብናትና ኣቛጻጽራ ድማ ወርሒ ሓምለ ዕለት 20, 2009 እዩ።


Dr. Fikrejesus Amahazion at the XXIX International Rosa Luxemburg Conference in Berlin on January

Dehai Events