Dehai News

መድረኽ ሕታም ቁ. 31፡ ደወል-ጥርዚ ዓጀውጀውናን ሳዕቤናቱን

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Thursday, 03 August 2017


 
መድረኽ ሕታም ቁ. 31፡ ደወል-ጥርዚ ዓጀውጀውናን ሳዕቤናቱን
 
መቕድም፡ እዚ ወረቐት እዚ`ኣ፡ ተመሳሳሊት ናይ እታ ብእንግሊዝ ዝወጸት Medrek ቁ. 30 እያ። ተስፋ እገብር፡ እንተ ወሓደ  ወሓደ፡ ትግርኛ ረዚን ቋንቋ ኮይኑ፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብጥርናፈ ከራኽብ ዝኽእል መስርሕ ርኽኽብ ከም ምዃኑ ከነለልዮ ለበዋይ እዩ።-----------
 

***ክቡር ሓርበኛ ብጻይ ተስፋልደት ባህልቢ ብዛዕባ  ኤርትራ ፖለቲካውን ማሕበረ-ሰብኣውን ባህላውን ኣቃውማ ብፍላይ ከምኡ`ውን ዞናውን ኣህጉራውን ሃዋህው ብሓፈሻ ጸጸኒሑ ካብ ዝጽሕፎ ኣገዳስን ዓሚቚን መሃርን ትሕዝቶ ዘሎዎ ውሕሉል ጽሑፋቱ፣ እንሆ ሎሚ`ውን ከም ቀደሙ በቲ ልዙብ ኣቀራርባኡ በቲ ኣዝዩ ስፍሓትን ዕምቘትን ዘለዎ ታሪኻዊ ቛንቛና ትግርኛ ሃገራዊ ፊደላትናን ንቐደም በሉ ይብለና ኣሎ። ስለዚ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ሰንሰለታዊ መራኸቢ ሕጥበ-ጽሑፍ ግርም ጌርኩም ጠዊቕኩም ኣምብብዎ ኢኻትኩም። ሰናይ ንባብ!

***ብርሃነ ሃብተማርያም
ምንጪ ጽሑፍ፡ መርበብ ሓበሬታ ሰኪዔት መስከረም

ወርሒ ነሓሰ ዕለት 3, 2017 ዓም ፈረንጂ *ብናትና ኣቛጻጽራ ድማ ወርሒ ሓምለ ዕለት 27, 2009 ዓም እዩ።


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events