Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: ኣብ ከተማ ሲያትል ዝተኻየደ ፌስቲቫል ኤርትራዊያን ሰሜን ኣሜሪካ ተዛዚሙ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Wednesday, 16 August 2017

ኣብ ከተማ ሲያትል ዝተኻየደ ፌስቲቫል ኤርትራዊያን ሰሜን ኣሜሪካ ተዛዚሙ

 
  • ተወልደ ወልደገብረኤል
 
ነሓሰ 16, 2017
  •  
ከተማ ሲያትል
ከተማ ሲያትል

ኣብ ምብራቓውን ምዕራባውን ዞባታት ኣሜሪካ ዝካየድ ዝነበረ ፈስቲቫል-ኤርትራ-ሰሜን ኣሜሪካ፡ ሎሚ ዘመን ኣብ ከተማ ሲያትል ብሓባር ከምዝካየድ ተገይሩ`ሎ።

Eritrean festival seattle
Eritrean festival seattle

እዚ ንዳርጋ ሓደ ሰሙን ክካየድ ዝቐነየን፡ ዝሓለፈ ሰንበት ዝተዛዘመን ፈስቲቫልን ዋዕላ መንእሰያትን፡ ካብ ዝሓለፉ ፈስቲቫላት እንታይ ፍሉይ ይገብሮ ? ስለምንታይ`ከ ኣብ ከተማ ሲያትል ጥራይ ተኻይዱ ዝብሉ ሕቶታት ሒዙ፡ ንኣቦ መንበር ኣወሃሃዲት ሽማግለ`ቲ ፈስቲቫል ኣዘራሪብናዮም አለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

https://tigrigna.voanews.com/a/3986831.html

 

 

6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events