Dehai News

ኣበርክቶ ወናማትን ውፉያት ስነ ጥበባውያና ኣብ ፖሎቲካዊ፡ ባህላውን ዘለዎ ግደ ኣብዛ ምሸት ከምቲ ካልእ እዋናት ደሚቑ ተራእዩ። ምሕበረ ኮም ኦክላንዲ ብመንእሰታት ኣዕለቕሊቑ ኣምስዩን ሓዲሩን። እቲ ካብ ኩሉ ዘሔጉስ ዎይጦታት ኣብ ስያትል ዲኖ ሕፍረት ክለብሱ ከለዎ ኣብ ድማ ደግሲ ኮይኑዎም ሓዲሩ። ብዓቕልን ስራሕን ንኹሉ ኣብ ለዓቱ ክም ነእትዎ ዝተመስከረላ ምሸት። ዓወትና ናይ ግድን'ዩ ክንብል ከሎና ናይ ግድን ስለ ዝኾነ ኢና።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Monday, 21 August 2017


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events