Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣምባሳደር ሃና ስምኦን ኣብ ስትድዮ ድምጺ ኣመሪካ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Saturday, 26 August 2017

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣምባሳደር ሃና ስምኦን ኣብ ስትድዮ ድምጺ ኣመሪካ

ነሓሰ 26, 2017
 
 
  • ተወልደ ወልደገብረኤል
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ ሃና ስምኦን
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ ሃና ስምኦን

ኣብ ፈረንሳን ዩኔስኮን ኣምባሳደር ኤርትራ ሃና ስምኦን፡ ዝሓለፈ ሰሙን ብናይ ስራሕ ጉዳይ ናብ`ዚ ናብ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ዝመጻትሉ እዋን፡ ንሓፈሻዊ ቃለ-መጠይቕ ናብ ስቱድዮ ድምጺ ኣመሪካ ዓዲምናያ ኔርና።

ኣምባሳደር ሃና ስምኦን
ኣምባሳደር ሃና ስምኦን

ንኣምባሳደር ሃና፡ ብዛዕባ ዝሓለፈ ወርሒ ከተማ ኣስመራ ናብ መዝገብ ዓለም-ለኸ ውርሻ ምእታዋ፡ ፍልሰት መንእሰያት ንምርግጋእ ምስ ሕብረት-ኤውሮጳ ብዛዕባ ዝግበር ምትሕብባር፡ ከምኡ`ውን ብዛዕባ ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን ካልኦትን ሓቲትናያ`ለና-ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

1ይ ክፋል፡ ምስ ኣምባሳደር ሃና ስምኦን

https://tigrigna.voanews.com/a/3999453.html

 
ERi-TV Tigrinya news, November 21, 2017

Hdri Media Books

Hdrimedia beforeshe
Hdrimedia erihistory
Hdrimedia fennkil
Hdrimedia mekeyro
Hdrimedia mieras
Hdrimedia tedegol
Hdrimedia theroadstoasmara
Hdrimedia dejen
Hdrimedia gedlidekenstyo
Hdrimedia fromnakfa