Dehai News

ECSS-Online.com: ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ብሉጽ ታሪኻዊ ስነ-ጥበባዊ ተርእዮ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Thursday, 31 August 2017

ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ
ብሉጽ ታሪኻዊ ስነ-ጥበባዊ ተርእዮ

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ

31 ንሓሰ 2017 ዓም ፈረንጂ


ብሃር ስነ-ጥበባዊ ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ንፍርቂ ክፍለ ዘመንን ፍርቂ ዕቁድን ስነ-ጥበብ ዓጢቁ መሪርን ነዊሕን ቃልሲ ድሕሪ ምክያዱ፡ ኣብ መበል 78 ዕድሚኡ ተሰዊኡ። ምሃዚ ስነ-ጥበብ ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ኣብ ንእስነቱ ብዝሓደሮ ልዑል ፍቕሪ ስነ-ጥበብ መጀመርታ ምስ ስድራ ቤቱ’ዩ ተባቲኹ። ካብቲ ዝጸንሐ ኣረጊት ያታዊ ባህሊ ስለዝወጸ ቀቢላኡ ነጺሎምዎ። ልዑል ትሕዝቶን ንዝተፈላለየ ትርጉማት ክፉት ዝነበረን ስነ-ጥበባዊ ፍርያቱ ኣብ ውሽጢ መግዛእታዊ ስርዓት ኢትዮጵያ ፍርሒን ራዕዲን ፈጢሩ። ስነ-ጥበባዊ ፍርያት ብሃር ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ነቲ ኣብ’ቲ እዋን’ቲ ኣብ ኣእምሮን መንፈስን ኤርትራውያን ዝዕንብብ ዝነበረ ሃገራዊ ስምዒት ሓይሊን ናህሪን ወሲኹሉ እዩ።.........................

................ንባብ ቀጽሎ።


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events